Warning: Undefined variable $currentLang in /var/www/html/news.php on line 27
Operation Rescue Ethiopia — Maychew Welcomes Its First 50 Children
Ethiopian children news
ናይ ቀረባ ዜናታት

ማይጨው ናይ ቀዳሞ 50 ቆልዑ ተቐቢሉ

← ናይ ቀረባ ዜናታት
📍 Maychew Branch ORE Executive Director · June 25, 2026
ማይጨው ናይ ቀዳሞ 50 ቆልዑ ተቐቢሉ
ፕሮጀክት ማይጨው፡ ኦፐሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጵያ (ኦኣርኢ) ኣብ ምሉእ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት ብዘርኣዮ ብሉጽ ስራሕን ዘፍረዮ ዓቢ እምነትን፡ ከምኡ’ውን ብሓገዝ ከባቢ ምምሕዳር ብቐጥታ ኣብ ናይ ባዕሉ ህንጻ ብምጅማሩ ፍሉይ ይገብሮ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ሓምሳ (50) ህጻናት ተመዝጊቦም ትምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ይከታተሉ ኣለው። ማሕበረሰብ ማይጨው፡ ኦኣርኢ ኣብ መቐለ፣ ዓዲግራትን ዓድዋን ዘምጽኦ ኣወንታዊ ውጽኢትን ዘሕደሮ ጽልዋን ድሕሪ ምእማን፡ ነዚ ሓዱሽ ፕሮጀክት ብልዑል ሓጎስን ዝተኸፈተ ልብን ተቐቢልዎ ይርከብ። ናይዞም ህጻናት እዚኦም መጻኢ ኣዝዩ ብሩህ እዩ።

ኣወፊ & ቆልዓ ደግፍ

ኣብ ወርሒ ካብ 50 ዶላር ($50) ጀሚርካ ሓደ ቆልዓ ሙሉእ ክንክን ምግቢ፣ ትምህርቲን ቤትን ክረክብ ትገብሮ።