Children in classroom
ጨናፍርና

ጨንፈር ማይጨው

← ጨናፍርና
ጨንፈር ማይጨው
ዝጀመረሉ ዓመት 2025

ፕሮጀክት ማይጨው ኣብ 2025 ዓ.ም. ምስ 50 ቆልዑ ጀሚሩ። ንዚ ፕሮጀክት ፍሉይ ዝገብሮ ቐጥተኛ ካብ ናቱ ህንጻ ምጅማሩ እዩ። ኣብ ካልኦት ቦታታት ORE ዘርኤዮ ኣወንታዊ ጽልዋ ምስ ረኣዩ መንግሥቲ ቦታ ሃቦ።

ናይ ቀረባ ዜናታት

50 ኪ.ግ. ጣፍ ን ነፍሲ ወከፍ ስድራ ማይጨው ተዕዲሉ
Jun 25, 2026

50 ኪ.ግ. ጣፍ ን ነፍሲ ወከፍ ስድራ ማይጨው ተዕዲሉ

ከም ኣካል ናይ ወግዓዊ ምርቓ ማይጨው ን ነፍሲ ወከፍ ስድራ 50 ኪ.ግ. ጣፍ ተዕዲሉ ኣሎ።

ምሉእ ኣንብብ →
ስርዓት ምርቓ OP TE ORE ማይጨው
Jun 25, 2026

ስርዓት ምርቓ OP TE ORE ማይጨው

ኣብ ወግዓዊ ምርቓ ORE ማይጨው ንምስታፍ ዓቢ ዕድል ነበረና። 50 ቆልዑ ተመዝጊቦም ኣሎዉ።

ምሉእ ኣንብብ →
ማይጨው ናይ ቀዳሞ 50 ቆልዑ ተቐቢሉ
Jun 25, 2026

ማይጨው ናይ ቀዳሞ 50 ቆልዑ ተቐቢሉ

50 ቆልዑ ተመዝጊቦም ናብ ሓዲሽ ማእከል ORE ማይጨው ምምጻእ ጀሚሮም ኣሎዉ።

ምሉእ ኣንብብ →

ኣወፊ & ቆልዓ ደግፍ

ኣብ ወርሒ ካብ 50 ዶላር ($50) ጀሚርካ ሓደ ቆልዓ ሙሉእ ክንክን ምግቢ፣ ትምህርቲን ቤትን ክረክብ ትገብሮ።